No media source currently available
ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ፀገም ዘይምስፋሕ ምህዳር ፖለቲካ እዩ ክብል ኣብቲ ክልል ዝንቀሳቐስ ተቓዋሚ ውድብ ባይቶና ዓባይ ትግራይ ገሊፁ:: እቲ ውድብ ኣብ ትግራይ ናይ ወፃኢ ሓይሊ ናይ ምክልኻል ስራሓቲ ይፍፀም ከምዘሎ: ውሽጣዊ ፀገማት ንምፍታሕ እውን ጠመተ ክግበር ይግባእ ኢሉ::