ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መግለጺ ውድብ ባይቶና ዓባይ ትግራይ


ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ፀገም ዘይምስፋሕ ምህዳር ፖለቲካ እዩ ክብል ኣብቲ ክልል ዝንቀሳቐስ ተቓዋሚ ውድብ ባይቶና ዓባይ ትግራይ ገሊፁ::

እቲ ውድብ ኣብ ክልል ትግራይ ናይ ወፃኢ ሓይሊ ናይ ምክልኻል ስራሓቲ ይፍፀም ከምዘሎ: ውሽጣዊ ፀገማት ንምፍታሕ እውን ጠመተ ክግበር ይግባእ ኢሉ::

መግለጺ ውድብ ባይቶና ዓባይ ትግራይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:42 0:00

ጸብጻብ እቲ ውድብ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ዝሃቦ መግለፂ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ::

መግለጺ ውድብ ባይቶና ዓባይ ትግራይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:40 0:00


XS
SM
MD
LG