ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መግለጺ ክልል ኣምሓራን ግብረ መልሲ ክልል ትግራይን


ኣብ መንጎ ህዝብታት ትግራይን ኣምሓራን ኹናትን ጎንጺን ንክህልው ዝጉስጉሱ ኣመራርሓ ክልል ትግራይ ካብዚ ተግባር ይቖጠቡ ክብል ክልል ኣምሓራ ኣተሓሳሲቡ።

ናይቲ ክልል ባይቶ መበል 12 ስሩዕ ኣኼብኡ ትማሊ ጀሚሩ፡ንዝቐረበሉ ጸብጻብ ሰላምን ጸጥታን’ቲ ክልል ገምጊሙ ተሪር ውሳነ ኣሕሊፉ’ሎ።

ቤት ጽሕፈት ኮሚኒኼሽን ክልል ትግራይ ብወገኑ ሎሚ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ህዝብን መንግስቲን ክልል ትግራይ ሕሰም ኹናት ስለዝርድኦም አጀንድኦም ምስፋን ሰላምን ዲሞክራሲን ሰናይ ምሕደራን’ዩ። ጠበንጅኡ ናብ ህዝቢ ኣምሓራ ዘቕንዓሉ ምክንያት ድማ የለን ኢሉ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ መግለጺ ክልተኦም ክልላት ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መግለጺ ክልል ኣምሓራን ግብረ መልሲ ክልል ትግራይን
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:53 0:00

XS
SM
MD
LG