ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መግለጺ ክልል ሶማሌ ኣብ ጉዳይ ኣብ ክልል ዓፋር ዘጋጠመ ግጭት


ኣመሕዳሪ ሲቲ ዞን - ክልል ሶማል

ሎሚ ቅነ ብመሓውራት ዜና ዝተገልጹ ኣብ ዝሓለፈ ቐዳም ኣብ ክልል ዓፈር ዘጋጠመ ግጭት 30 ተወላዶ ሶማሌ ተቀቲሎም ክብሉ በዓል ስልጣን ክልል ሶማሌ ገሊጾም።

በቲ ጎንጺ 16 ተወላዶ ዓፋር ከምዝተቐትሉ ትማሊ ሰበ ስልጣን ዓፋር ምግላጾም ይዝከር።

ኣብ ክልል ሶማሌ ኣመሓዳሪ ዞባ ሲቲ ኣቶ ዑመር ዓብዲ ንመሓውራት ዜና ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ ታሕሳስ ተወላዶ ሶማሌ ብብዝሒ ኣብ ዝነብሩለን ሰለስተ ኣብ ክልል ዓፋር ዝርከባ ቀበሌታት መሰል ሕቶ ነበርቲ ብሓይሊ ንምዕፋን ስጉምቲ ምውዳስ ካብ ዝጅመር ንነጀው 270 ተወላዶ ሶማል ተቀቲሎም ካልኦት’ውን ጉድኣት ጉድ ኣት ዝበጽሖም ከምዘለው’ውን ኣፍሊጦም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መግለጺ ክልል ሶማሌ ኣብ ጉዳይ ኣብ ክልል ዓፋር ዘጋጠመ ግጭት
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:53 0:00


ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG