ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መግለጺ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ መጥቓዕቲ ጋምቤላ


ቅድሚ ሓደ ሰሙን ኣብ ክልል ጋምቤል ዝተፈፀመን ክልተ ሰራሕተኛታት ሰብኣዊ ረድኤት ዝተቐትልሉን መጥቓዕቲ ዝኾነነ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መንግስቲ ከምዚ ንዝበሉ ሰራሕተኛታት ሃለዋ ክገብረሎም ሓተቱ።

ሰበ ስልጣናት እታ ሃገር ነቶም ነዚ ዝፈፀሙ ሒዞም ናብ ፍርዲ ከቕርቦም እውን ሓዱሽ ናይቲ ኤምባሲ ወሃቢ ቃል ጆን ኣይስ ሓቲቶም።መንግስቲ እቲ ክልል ብወግኑ ን ኣርባዕተ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምእታው ሓቢሩ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መግለጺ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ መጥቓዕቲ ጋምቤላ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:30 0:00


XS
SM
MD
LG