ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መግለጺ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ምልዓል አዋጅ ህጹጽ እዋን ኢትዮጵያ


ኣብ ኢትዮጵያ ዝጸንሓ አዋጅ ህጹጽ እዋን ምልዓሉን ሓድሽ ቀዳማይ ሚንስትር አብይ አሕመድ ዝወስድዎ ዘለው ካልኦት አወንታዊ ስጉምቲታት ስዒቡ ዝመጸ’ዩ ክብል ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ዝውሰድ ዘሎ አወንታዊ ስጉምቲታት’ውን ኢትዮጵያ ዝሓሸ ነገር ንምህናጽ ትገብሮ ጻዕሪ ወሰንቲ’ዮም ክብሉ ወሃቢ ቃል’ቲ ኤምባሲ ኒኮላስ በርነት ገሊጾም።

ኣብ አዲስ አበባ ዝርከብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ዝሃብዎ መግለጺታት ብዛዕባ’ቲ ዝነበረ አዋጅ ህጹጽ እዋን ግልጺ’ዩ ኔሩ። ፓርላማ ኢትዮጵያ ነዚ አዋጅ ክለዓል ምውሳኑ ወሃቢ ቃል ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኒኮላስ በርነት አወንታዊ ምስ ዝበልዎም ካልኦት ስጉምቲታት’ቶም ሓድሽ ቀዳማይ ሚንስትር አተሓሒዞም ሓቢሮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መግለጺ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ምልዓል አዋጅ ህጹጽ እዋን ኢትዮጵያ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:44 0:00

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ወርሒ ህልው ኩነታት ሰላም ኢትዮጵያ ከመይ ይግምገም

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG