ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መግለጺ ኣመሓዳሪ ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋናዊ ኩነታት


ፋይል
ፋይል

"ወልቃይት ፣ ፀገዴን ራያን ደጊምካ ብሓይሊ ንምውሳድ ዝግበር ምንቅስቃስ ብወገን ህዝቢ ክልል ኣምሓራ ኣምሓራ ተቀባልነት የብሉን" ኣመሓዳሪ ክልል ኣምሓራ ኣገኘሁ ተሻገር ተዛሪቦም ።

ንሶም ወሲኾም ንዝግበሩ ፈተነታት ክልሎም ተዳልዩ ከምዝፅበ'ውን ሓቢሮም ።

እቶም ኣመሓዳሪ ነዚ ዝበሉ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ ካብ ምዕራብ ትግራይ ይውፃእ ክብል ህወሓት ንዘቀመጦ ቅድመ ኹነት ስዒቡ እዩ።

እዚ ከምዚ ኢሉ እናሃለወ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣመሓዳሪ ኣንተኒ ብሊንከን ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ኣብዪ ኣሕመድ ብቴሌፎን ኣብ ዘካየድዎ ዘተ ሓይልታት ኤርትራን ኣምሓራን ሙሉእ ብሙሉእ ካብ ክልል ትግራይ ንኽወፁ ኣተሓሳሲቦም ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።​

መግለጺ ኣመሓዳሪ ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋናዊ ኩነታት
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:12 0:00


XS
SM
MD
LG