ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መግለጺ ኢዜማ ኣብ ኩነታት ክልል ትግራይ


ዜጋታት ኢትዮጵያ ንማሕበራዊ ፍትሒ(ኢዜማ) ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ዘሻቕል ኩነታት ሰብኣዊ ረድኤት: ምግሃሳት ሰብኣዊ መሰላትን ኣድላይ ትኹረት ክወሃቦ ይግባእ ኢሉ።

ኢዜማ ሎሚ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለፂ መንግስቲ ደሕንነት ዜጋታቱ ኣብ ምሕላው ዘለዎ ውፍይነት ከርእይ ጸዊዑ'ሎ።

እቲ ውድብ ኣብቶም ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ኣብታ ሃገር ተራእዩ ዝበሎም ስግኣታት ድሕነት ብፍላይ ኣብ ቡራዮ: ሻሸመነ: ኣርሲ: ኣብ ጉራፈርዳ: መተከል: ምዕራብ ወለጋን ኮንሶን ካልኦት ከባቢታት ዜጋታት ብግፍዒ ተቐቲሎም ይብል።

እዞም ህውከታት ድሕሪ ምውጋድ በቲ ተግባር ክኽሰስ ዝፀንሐ ህወሓት'ውን ቀፂሎም እዮም ድሕሪ ምባል ንዓቕሚ መንግስቲ ኣብ ሕቶ ምልክት ዘእቱ እዩ ምባሉ ተሓቢሩ'ሎ።

XS
SM
MD
LG