ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መግለጺ ክልል ትግራይ


ከተማ መቐለ
ከተማ መቐለ

"ሓይልታት ትግራይ ምስ ሰራዊት ግንባር ናጽነት ኦሮሞ ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ስምምዕነት ዝበጽሑ፡ ሃገርን ህዝብን ናብ ገደል የእቱ ንዘሎ ናይ ጥፍኣት ሓይሊ ንምውጋእ’ዩ፡” ክብል ንመቐለ ዘመሓድር ዘሎ ብህወሓት ዝምራሕ ንርእሱ መንግስቲ ክልል ትግራይ ኢሉ ዝፅውዕ: ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ።

ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ትማሊ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ንባዕሉ ሰራዊት ናፅነት ኦሮሞ ኢሉ ዝፅውዕ መንግስቲ ድማ ሸኔ እናበለ ዝፅወዖን ህወሓትን ሓቢሮም ክሰርሑ ዕላዊ ምግባሮም ሓዱሽ ነገር ኣይኮነን ክብል ገሊፁ እዩ።እቲ መግለጺ ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ዜጋታት በጺሑ ዝተባህለ ጉድኣት ብዘይሻራዊ ዓለምለኻዊ ትካል ክጻረይ ድማ ሓቲቱ ኣሎ።

ቀዳሞት መስረቲ ግንባር ናፅነት ኦሮሞ ነቲ ናይ ጥፍኣት ሕብረት ኢለን ዝገለፅኦ ከምዝኹንንዎ ኣየጠራጥርን ክብላ ሓላፊት ፕረስ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ቢልለኔ ስዩም ተዛሪበን።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

መግለጺ ክልል ትግራይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:13 0:00


XS
SM
MD
LG