ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መግለጺ ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ


ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያዓለም-ለኸ ማሕበረሰብ ኣብ ትግራይ ዘሎ ግልጺ ሓቅታት ምርኣይ ተሳኢንዎ ኢሉ ።

ሓላፊት'ቲ ቤት ጽሕፈት ቢልለኔ ስዩም ኣብ መግለጺኣ ሓደ ሓደ ወገናት ነቲ ዝርኣይ ሓቅታት ናይ ምዝላል ኣካይዳ ጠቓሚ ውጽኢት ኣይህልዎን'ዩ ኢላ።

ብዛዕባ ምውጻእ ወተሃደራት ኤርትራ ዝተሓተተት ቢል ለኔ፡ ብመሰረት ዝተበጽሐ ስምምዕ ይፍጸም ኣሎ ኢላ።

ብዛዕባ'ዚ ካብ ሳልሳይ ወገን ሓበሬታ ኣይተረኽበን::

ምሉእ ትሕዝቶ ዚ ዜና ኣብ ናይ ጽባሕ ፈነወ ተኸታተሉ።

ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG