ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መግለጺ ቤተ መንግስቲ ዋይት ሃውስ ኣብ ናይ ኢትዮጵያ ግድብ ህዳሴ


ናይኢትዮጵያ ግድብ ህዳሴ
ናይኢትዮጵያ ግድብ ህዳሴ

ኣሜሪካ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ ሱዳንን ግብጺን ንናይ ኢትዮጵያ ግድብ ህዳሴ ብምምላእን ኣገልግሎቱ ንምጅማር ዘክእል አማራጺታት ንዝካየዱ ምትሕብባርን ነባሪ ዝኾነናይ ሓባር ረብሓ ዘምጽኡ ረብሓታት ስምምዓት ንምብጻሕ ንዝካየዱ ጻዕርታት ከምትድግፍ ኣፍሊጣ።

ክፍሊ ፕረስ ቤተ መንግስቲዋይት ሃውስትማሊ ምሸት ዘውጽኦ መግለጺ ኩለን እተን ተዳወብቲ ሃገራት ፈለግ ኒል መሰል ቁጠባዊ ምዕባለን ብልጽግናን ኣለወን። እቲ ምምሕዳር ኩሎም ወገናት እወታዊ ጻዕርታት ብምክያድ ነቶም መሰላት ከማልኡ ብዝኽእሉ መገዲ ኣብ ስምምዕ ክበጽሑ ከምዝግብኦም ብተወሳኺ ኣፈሊጡ። እዚ ድማ ናይ ንሓድሕዶም ተጠቃምነት ፈለግ ኒል ብምውሓስ ክኸውን ከምዝግብኦ እቲ መግለጺ ብተወሳኺ ኣፍሊጡ።

XS
SM
MD
LG