ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መግለጺ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ንምምሕያሽ ምርጫ ቦርድ ኢትዮጵያ


ኣብ ኢትዮጵያ ተኣማንን ሓቀኛን ዴሞክራሲያዊ ምርጫ ንምክያድ ተላዒለ ኣለኹ ክብል መንግስቲ ቀዳማይ ሚንስተርኣብይ ኣሕመድ ኣፍሊጡ።

ሽመት ወ/ሪት ብርቱካን ሚደቅሳ እውን ምስቲ መፅናዕቲ ዝግበር ዘሎ መመሓየሺ ሕጊ ቦርድ ምርጫ ዝቃዶ ፖለቲካዊ ስጉምቲ እዩ ክብል ገሊፁ’ሎ።

ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚንስተር ዝተላ እኸ መግለፅን ብጠቕላሊ ዓቃቢ ሕጊ ዝተዳለወ ምይይጥ መመሓየሺ ሕጊ ቦርድ ምርጫን ዝምልከት ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መግለጺ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ንምምሕያሽ ምርጫ ቦርድ ኢትዮጵያ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:46 0:00

XS
SM
MD
LG