ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መግለጺ ሰበ-ስልጣን ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ዋዕላ መራሕቲ ኣፍሪቃን ኣመሪካን


መግለጺ ሰበ ስልጣን ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ዋዕላ መራሕቲ ኣፍሪቃን ኣመሪካን
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:36 0:00

መግለጺ ሰበ ስልጣን ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ዋዕላ መራሕቲ ኣፍሪቃን ኣመሪካን

ሰበ-ስልጣን ኣመሪካ ንጉዳይ ኣፍሪቃ፥ ብዛዕባ ስትራተጂ ሃገራት ትሕቲ ሰሃራ ኣፍሪቃን ፥ብዛዕባ ዝመጽእ ሰሙን ዝካየድ ዋዕላ መራሕቲ ኣፍሪቃን ኣመሪካን ትማሊ ረቡዕ ንጋዜጠኛታት መብርሂ ሂቦም።

ምኽትል ሚንስተር ጉዳያት ወጻኢ ንጉዳይ ኣፍሪቃ ሞሊ ፊ`ን፡ ላዕላዋይ ዳይሬክተር ሃገራዊ ጸጥታ ንጉዳይ ኣፍሪቃ ጃድ ደቨርሞንትን ኣብቲ መግለጺኦም፡ ናብቲ ዝመጽእ ሰሙን ዝካየድ ዋዕላ ኣመሪካን ኣፍሪቃን፡ 49 መንግስታት ኣፍሪቃ ከምዝተዓደሙ፡ ምስ ሕብረት ኣፍሪቃ ጽቡቕ ስኒት ዘይብሎምን ምስ ኣመሪካ ምሉእ ዲፕሎማሲያዊ ምሕዝነት ዘይብሎምን ግን ከም ዘይተዓደሙ ኣፍሊጦም ኣለዉ።

XS
SM
MD
LG