መግለጺ ሰለስተ ተቓወምቲ ውድባት ክልል ትግራይ
ውድብ ባይቶና፡ ሳልሳይ ወያነን ውድብ ናጽነትን ትግራይ ዝተባህላ ሰለስተ ተቓወምቲ ሰልፍታት ክልል ትግራይ ኣብ ዘውጽእኦ ሓባራዊ መግለጺ፡ “ህወሓት ኣብ ክንዲ ህዝቢ ትግራይ ወኪሉ ንበይኑ ክዛተ ሕጋዊን ሞራላዊን ሓላፍነት የብሉን፡” ክብላ ከሲሰን። ወሃብ-ቃል ህወሓት ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብወገኖም ኣብ ናይ ውልቂ ናይ ማሕበራዊ መራኸቢ ፈይስቡክ ገፆም ኣብ ዝሃቡዎ ምላሽ፡ “ቅድሚ ክልተ ዓመት ህዝቢ መራሕቱ መሪፁ’ዩ፡” ክብሉ ነቲ ዝወጸ መግለፂ ተቓዉሞም ኣለዉ።
ኢፒሶዳት
-
ነሓሰ 17, 2022
'ተስፋ ኣዲስ': ትካል መሐብሐቢ ሕሙማት ካንሰር ህጻናትን ኣዴታትን ኢትዮጵያ
-
ነሓሰ 15, 2022
ዳግመ-ሰፈራ ማይ-ካድራ ፍሕፍሕ ይፈጥር
-
ነሓሰ 11, 2022
ኤርትራ:ነዝዒ ደም ኣብ ሓንጎል ንምልላይ እተቃላጥፍ መሳርሒ
-
ነሓሰ 10, 2022
ርእይቶ ተቓወምቲ ውድባት ክልል ትግራይ ኣብ ልዝብ ሰላም