ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መግለጺ ሰለስተ ተቓወምቲ ውድባት ክልል ትግራይ


መግለጺ ሰለስተ ተቓወምቲ ውድባት ክልል ትግራይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:39 0:00

መግለጺ ሰለስተ ተቓወምቲ ውድባት ክልል ትግራይ

ውድብ ባይቶና፡ ሳልሳይ ወያነን ውድብ ናጽነትን ትግራይ ዝተባህላ ሰለስተ ተቓወምቲ ሰልፍታት ክልል ትግራይ ኣብ ዘውጽእኦ ሓባራዊ መግለጺ፡ “ህወሓት ኣብ ክንዲ ህዝቢ ትግራይ ወኪሉ ንበይኑ ክዛተ ሕጋዊን ሞራላዊን ሓላፍነት የብሉን፡” ክብላ ከሲሰን።

ወሃብ-ቃል ህወሓት ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብወገኖም ኣብ ናይ ውልቂ ናይ ማሕበራዊ መራኸቢ ፈይስቡክ ገፆም ኣብ ዝሃቡዎ ምላሽ፡ “ቅድሚ ክልተ ዓመት ህዝቢ መራሕቱ መሪፁ’ዩ፡” ክብሉ ነቲ ዝወጸ መግለፂ ተቓዉሞም ኣለዉ።

XS
SM
MD
LG