ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መግለጺ ምክትል ርእሰ ምምሕዳት ክልል ትግራይ ኣብ ጉዳይ ምጅማር ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ


ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል

ኣብ ትግራይ ኣብ ዝርከባ ዩኒቨርስቲታት ዝተመደቡ ተወለድቲ ካልኦት ብሄር ዝኾኑ ተማሃሮ ካብ ሕደ ስድራ ናብ ካልእ ስድራ ይመፅኡ ከምዘለዉ ክስመዖም ይግባእ ክብሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ተዛሪቦም።

ንሶም ሎሚ ንመራኸቢ ብዙሃን ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ ኣብ ትግራይ ዘመነ ትምህርቲ እዚ ዓመት ሰላማዊ ብዝኾነ መንገዲ ክዛዘም መንግስቲ ምስ ህዝቢ ሓቢሩ ክሰርሕ ኢዩ ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG