ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መግለጺ ሚ/ጉ/ወጻኢ ኢትዮጵያ


ወሃቢ ቃል ሚንስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ
ወሃቢ ቃል ሚንስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ

መንግስቲ ኢትዮጵያ ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ኢትዮጵያ፡ ካልኣይ ዙር ምምላእ ግድብ ህዳሴን፡ ህልው ኩነታት ክልል ትግራይን፡ ንኣረኣእያ ማሕበረሰብ ዓለም እናቐየሮ ምምጽኡ ኣፍሊጡ።

ወሃቢ ቃል ሚንስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ፡ ምስ ሃገራዊ ምርጫን ምምላእ ሓጽብን ብዝተሓሓዝ ኣብታ ሃገር ክፍጠሩ`ዮም ዝተባህሉ መዘዛት ብዘይምፍጣሮም፡ ንፖለቲካዊ ምሕደራ`ታ ሃገር ምኽንያት ምዃኖም` ይጠቅስ።

ኣምባሳደር ዲና ምስ ክልል ትግራይ ዘሎ ኩነታት ብዝተሓሓዝ፡ ነገራት ዓለም-ለኸ ማሕበረሰብ ካብ ዝተጸበዮ ብኣንጻሩ ምኻኑ`ውን ገሊጹ ።

ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ወጻኢ ደመቀ መኮነን፡ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ዝገበሮ ርክብ፡ እቲ ሕብረት ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ተጽዕኖ ካብ ምግባር ክቑጠብ ምዝኽኻሩ`ውን እቲ ወሃቢ ቃል ሓቢሩ`ሎ።

XS
SM
MD
LG