ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መግለጺ ሚ/ጉ/ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣብ እዋናዊ ኩነታት'ታ ሃገር


መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰራዊት ሓይሊ ምክልኻሉ ካብ ክልል ትግራይ ዘውፃኣሉ ቀንዲ ምኽንያት ስግኣታት ደገ ንምክልኻል ሰራዊቱ ከዳሉ ብምሕሳብ ምዃኑ ኣፍሊጡ ።

ብፍላይ ምስ ግድብ ህዳሰ ተተሓሒዙ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ ጣልቃ ንምእታው ዝግበሩ ምንቅስቃሳት ከምዘለዉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ`ሎ ።

ወሃቢ ቃል ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ፡ ሱዳን ብዘቅረበቶ ሕቶ መሰረት ኣብ ግዝኣት ኣብየ ኣብ ምክባር ሰላም ተዋፊሮም ዝጸንሑ ኢትዮጵያውያን ካብቲ ቦታ ክወፁ ሓቲታ`ያ: ይኹን'ምበር ዝግባእ ክብርን ኣፍልጦን ተዋሂቡዎም ክኸውን ይግባእ ክትብል ኢትዮጵያ ንውድብ ሕቡራት ሃገራት ምግላጻ'ውን ተዛሪቡ ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

መግለጺ ሚ/ጉ/ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣብ እዋናዊ ኩነታት'ታ ሃገር
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:05 0:00


XS
SM
MD
LG