ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መግለጺ ሚ/ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣብ መስርሕ ልዝብ ግድብ ህዳሴ


ኢትዮጵያ ኣብ መስርሕ ልዝብ ዓብይ ግድብ ህዳሴ ቤት ምኽሪ ፀጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ክልቲአን ታሕተዎት ናይቲ ተፋሰስ ሃገራት ተፅዕኖ ክገብር ዘተሓሳስብ ደብዳበ ምልኣኻ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።

መንግስቲ ሱዳን ንወታሃደራት ኢትዮጵያ ሒዘ ነይረ ዝበሎ እውን ኣግባብነት ዘይብሉ እዩ ክብሉ ወሃቢ ቃል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወፃኢ ኣቶ ዲና ሙፍቲ ኣሉታዊ መልሲ ሂቦምሉ ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

መግለጺ ሚ/ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣብ መስርሕ ልዝብ ግድብ ህዳሴ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:03 0:00


XS
SM
MD
LG