አዲስ አበባ —
ሓቂ ኣብ ግምት ዘየእተው ወቐሳታት ክእረሙ ኣለዎም ክብሉ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቦም።ናይ ሕቡራት ሃገራት ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ክልል ትግራይ መግሃስቲ ሰብኣዊ መሰላት ይጥሓሱ ከምዘለው ገሊፀን።