መሕተሚ
ህዝበ ውሳነ ሲዳማ ንሕገ መንግስቲ ተግባራዊ ዝገበሩ ተስፋ ህዝብ ስጉምቲ’ዩ ክብል ኣመራርሓ ተቓዋሚ ውድብ መድረክ ኣፍሊጡ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
No media source currently available
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 22 መስከረም 2023 መግለጺ ኮሚተ ድሕነት ጋዜጠኛታት ኣብ ክልል ትግራይ ዘጋጠመ ማእሰርቲ ጋዜጠኛታት፥ መድረኽ ሰላም ኢትዮጵያ ዝምልከት ጸብጻብን ናይ ሕቡራት ሃገራት ክኢላታት ሰብኣዊ መሰላት ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ ተፈጺሞም ዝተባህሉ ግህሰታት ዝምልከት ዝሃቦ መገልጺ የጠቓልል።