ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መግለጺ መንግስቲ ኢትዮጵያን ወሃቢ ቃል ህወሓትን


መግለጺ መንግስቲ ኢትዮጵያን ወሃቢ ቃል ህወሓትን
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:56 0:00

መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ዳግማይ ዝተላዕለ ኵናት ሰሜን ኢትዮጵያ ካብ ምክልኻል ዝዘለለ ናይ ምጥቃዕ ስጉምቲ ኣይጀመረን ክብል ገሊፁ። ብኻልእ ወገን ድልየት መንግስቲ ክልል ትግራይ እቲ ግጭት ብሰላማዊ ኣገባብ ክፍታሕ እዩ ክብሉ ወሃቢ ቃል ህወሓት ኣቶ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ብሰንኪ ዳግም ዝተላዕለ ኵናት ሰሜን ኢትዮጵያ ነበርቲ ከተማ ወልዲያ ይመዛበሉ ከምዘለው ተፈሊጡ ኣሎ።

XS
SM
MD
LG