ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መግለጺ ሓድሽ ዓመት ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ


ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድዝሓሸ እምበር ዝኸፍአ ዘመን ተመሊሱ ንኸይመፅእ ሓቀኛ ምስግጋር ንደቅና ከነረጋግፀሎም ይግባእ ኢሎም ።

ሎሚ ዝተጀመረ ሓዱሽ ዓመት ናይ ኣፈፃፅማ ዓመት እዩ ዝበሉ ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ንሃገርና ናብ ዝሓሸ ዕድል ነሰጋግረሉ ወሳኒ ዓመት እዩ ኢሎም።በቲ ዝተለምናዮ መሰረት እነካይዶ ምርጫ ድማ ናይ ሃገርና ናይ ዲሞክራሲ ታሪኽ ናብ ዘይወርደሉ ብራኸ ዘብፅሐ ክኸውን እዩ ኢሎም።

ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት 2012 ንምሉእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ዘካየድዎ መደረ ዝአረገ ዓመት ብምድህሳስ ንሓድሽ ዓመት ዝ አንፈቱ ቀ/ሚ ዝሓለፈት ዓመት 2011 ኢትዮጵያ ዝተዋህለለ ሽግራት ዝጠመትሉ ዓመት’ዩ ይብል።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መግለጺ ሓድሽ ዓመት ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:15 0:00


XS
SM
MD
LG