ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መግለጺ ሊቃነ ጳጳሳት ክልል ትግራይ


መግለጺ ሊቃነ ጳጳሳት ክልል ትግራይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:56 0:00

መግለጺ ሊቃነ ጳጳሳት ክልል ትግራይ

ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ሊቃነ ጳጳሳት ካብ ቅዱስ ሲኖዶስ ዝተልኣኸሎም ርክብና ዳግም ንጀምር ዝብል ሕቶ ብዕሊ ከም ዘይቅበሉዎ ገሊፆም።

እቶም ሊቃነ ጳጳሳት ሎሚ ዓርቢ 17 ለካቲት 2023 ኣብ ዘውፅእዎ መግለፂ "ኣብ ትግራይ ዝተመስረተ ላዕለዋይ ቤተክህነት መንበረሰላም ከሳቴብርሃን ዘግለለ ደብዳበ" እዩ ኢሎም።

ካብ ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ኢትዮጵያ ምላሽ ንምርካብ ሓቲትና: "መልሲ እቶም ሊቃነ ጳጳሳት ኣይበፅሐን ምስበፅሐ ብቅዱስ ሲኖዶስ ወይ ድማ ቅዱስ ፓትሪያሪክ ምላሽ ክወሃበሉ እዩ" ኢሎም።

XS
SM
MD
LG