ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መግለጺ ሁማን ራይትስ ዎች ኣብ ጉዳይ ካብ ስዑዲ ዓረብ ዝተመልሱ ተወላዶ ትግራይ


ሰበ ስልጣናት ኢትዮጵያ ካብ ስዑድ ዓረብ ንዝተመልሱ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ተወለድቲ ትግራይ ብዘይኣገባብ ብምእሳርን ምግፋዕን ብሓይሊ ክስወሩ ይገብሩዎም ብምህላዎም ሱዑድ ዓረብ ተጋሩ ስደተኛታት ዘሰክፍ ኣተሓሕዛን ናብ ኢትዮጵያ ምስጓግን ጠጠው ኣቢላ ላዕለዋይ ኮምሽነር ንጉዳይ ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት (UNHCR) ዓለምለኻዊ ሓለዋ ኣብ ዝረኽብሉ ኩነታት ከመዓራሪ ይግባእ ክብል ዓለምለኸ ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰላት ሁማን ራይትስ ዎች ሎሚ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ሓቢሩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG