ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መጋድልትን ፈተውትን ኮ/ል ሕፉን እንታይ ይብሉ?


ኣብ መበል 13 ዕድሚኡ ኣብ 1975 ናብ ህዝባዊ ግንባር ሓይልታት ኤርትራ ዝተሰለፈ ኮ/ሌ ተስፋገብሬል እምባየ(ሕፉን)፡ ዝሓለፈ ረቡዕ ኣብ መበል 57 ዓድሚኡ ዓሪፉ፡ ዝሓለፈ ቀዳም 7 መጋቢት 2020 ድማ ኣብ`ዚ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ ሓመድ ኣዳም ለቢሱ`ሎ።

ንመጋድልቱ ንኣዝማዱን፡ ኣብ እዋን ሓዘን ፍሉይ ምትሕብባር ንዘርኣዩ አካላትን ኣዘራሪብና ኣለና።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መጋድልትን ፈተውትን ኮ/ል ሕፉን እንታይ ይብሉ?
please wait

No media source currently available

0:00 0:13:49 0:00



ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG