ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መጓዓዝያ ምድሪ ክልል ትግራይ ስራሕ ይጅምር፣ ጋግ ግን ዓቢ'ዩ


መጓዓዝያ ምድሪ ክልል ትግራይ ስራሕ ይጅምር፣ ጋግ ግን ዓቢ'ዩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:08 0:00

መጓዓዝያ ምድሪ ክልል ትግራይ ስራሕ ይጅምር፣ ጋግ ግን ዓቢ'ዩ

ብሰንኪ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ኲናት፡ መጓዓዝያ ምድሪ እቲ ክልል፡ ካብቲ ወሪዱዎ ዝጸንሐ ለጠቕታ፡ ሕጂ ናብ ብዙሓት ወገናት ትግራይ ስራሑ ጀሚሩ ኣሎ።

እንተዀነ ትሕተ-ቅርጺ እቲ ጽላት ተሃይስዩ ብምጽናሑ፡ ዳግም ኣብ ምብርባሩ ሓያሎ ሃጓፋት ፈጢሩ ኣሎ። ሰብ-መዚ ከኣ ካብን ናብን ጎረባብቲ ክልላትን ዓበይቲ ከተማታትን ዘሎ መስመር ክኽፈት ይምሕጸኑ።

XS
SM
MD
LG