መቐለ —
ድሕሪ ምጅማር ስሩዕ በረራ ካብን ናብን መቐለ፡ ምስ ኣብ ኣዲስ-ኣበባ ክራኸቡ ዝደለዩ ተጓዓዝቲ፡ ነፋሪት ምስቃል ከም ዝተኸልከሉ ገሊጾም። እቶም መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ምስቃል ዝተኸልከሉ ካብ ክሊ ዕድመ 16 ክሳብ 65 ምዃኖም’ውን እቲ ዝበጽሕና ዜና ይሕብር።