ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መድረኽ ዘተ ህዝብታት ትግራይን ኣምሓራን ኣብ መቐለ ተካይዱ


መድረኽ ዘተ ህዝብታት ትግራይን ኣምሓራን ኣብ መቐለ ተካይዱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:41 0:00

ኣብ መንጎ ምሁራት ትግራይን ኣምሓራይ ንሰላም ህዝብታት ዝዓለመ ዋዕላ ተኻይዱ።ዩኒቨርስቲ መቐለ ዘተሓባበሮ ኣብ መንጎ ህዝብታትን ምሁራትን ትግራይን ኣምሓራን ስጡም ዝርርብን ሰላም ንምስፋን ዝዓለመ ዋዕላ ካብ 16-17 ለካቲት 2011 ዓ.ም ኣብ መቐለ ተካይዱ።

XS
SM
MD
LG