ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መድረኽ ዘተ ሃገራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ጀሚሩ


መድረኽ ዘተ ሃገራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ጀሚሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:10 0:00

መድረኽ ዘተ ሃገራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ጀሚሩ

ሃገራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኢትዮጵያ ኣብ ዝመጽእ ክልተ ዓመታት ክሳብ 300-ሽሕ ዝበጽሑ ዕጡቓት ነበር ናብ ሲቪላዊ ህይወቶም ንምምላስ ዓሊሙ ይሰርሕ ከም ዘሎ ሎሚ ኣብ መቐለ ኣብ ዝገበሮ ፈላሚ ርክብ ኣመልኪቱ። እቲ ብኣምባሳድር ተሾመ ቶጋ ዝምራሕ ኮሚሽን እቲ ናብ ሲቪላዊ ህይወት ናይ ዳግም-ምጥያስ መሰርሕ ኣብ ሓሙሽተ ክልላት ዝፍጸም ኰይኑ፡ ዝበዝሕ ካብኡ ኣብ ክልል ትግራይ ክሰላሰል ምዃኑ ኣመልኪቶም። ሎሚ ኣብ መቐለ ኣብ ዝጀመረ ፈላሚ ርክብ ካብ ኣመራርሓ ሰራዊት ኢትዮጵያ፡ ተወከልቲ በበይኖም ትካላት ኢትዮጵያ፡ ኣመራርሓ ህወሓትን ሓይልታት ትግራይን ምስ ካልኦት ሰብ-ብርኪ ተረኺቦም ነይሮም።

XS
SM
MD
LG