ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

‘መድረክ ምክክር ሚድያታት ኢትዮጵያ ብመንፅር ረብሓ ህዝቢ’ ዝብል ዓውደ-መጽናዕቲ ኣብ መቐለ ተካይዱ


በዓል ስልጣን ብሮድካስት ኢትዮጵያ ዘዳለዎ " መድረክ ምክክር ሚድያታት ኢትዮጵያ ብመንፅር ረብሓ ህዝቢ” ዝብል ዓውደ-መጽናዕቲ ቅድሚ ክልተ መዓልቲ ኣብ ከተማ መቐለ ተኻይዱ ኔሩ።

እቲ ሚድያታት ኢትዮጵያ ብመንጽር ረብሓ ህዝቢ ንምርኣይ ዝፈተነ መድረኽ፡ ምስ ትካል ልምዓት ሕቡራት ሃገራት ብምትሕብባር ዝተዳለወ`ዩ።

ሓላፊ ኮሚኒኬሽን በዓል ስልጣን ብሮድካስቲንግ ኢትዮጵያ ኣቶ ገብረዝግኣብሄር ኣብርሃ ንድምጺ ኣሜሪካ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ መብዛሕትኣን መሓውራት ዜና ኣሰር ፖለቲከኛታት ተኸቲለን ኣብ ዝኸዳሉ እዋን፡ ድልየትን ሕቶን ህዝቢን ዘንጸባርቕ መሓውራት ዜና ንምፍጣር ዝዓለመ መድረኽ ምዃኑ ሓቢሩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።



XS
SM
MD
LG