ኣካፍል
መሕተሚ
ገለ ኤርትራዊያን ነበርቲ ኣሜሪካ ኤሪ ሳት ብዝብል ምሕጻረ ቃል ዝጽዋዕ ናብ ኤርትራ ዝፍነው መደበር ቴሌቭዥን ከምዝጀመሩ ገሊጾም።
ሓንቲ ካብኣቶም ካብ ካሊፎርንያ ብዛዕባ'ቲ መደበር ቴሌቭዥንን ዕላምኡን ከተብርሃልና'ያ። ገዛእ ርእሳ ብምልላይ ትጅምር።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
No media source currently available