ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መደረ ዶ/ር ደብረጽየን ገብረሚካኤልን ርእይቶ ነበርቲ ከተማ መቐለን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ክልል ትግራይ

ብህዝቢ ዝተመረጸ ሕጋዊ መንግስቲ ናብ ቦታኡ ተመሊሱ ክብል ብህወሓት ዝምራሕ መንግስቲ ክልል ትግራይ ገሊጹ። ሓይልታት ትግራይ ንከተማ መቐለ ድሕሪ ምቍጽጻሮም፡ ዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ኣብ ኣደባባይ ወጺኦም ንህዝቢ ናይ እንቋዕ ደስ በለካ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ነበርቲ ከተማ መቐለ'ውን ርእይቶ ሂቦም ኣለው::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

መደረ ዶ/ር ደብረጽየን ገብረሚካኤልን ርእይቶ ነበርቲ ከተማ መቐለን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ክልል ትግራይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:43 0:00


XS
SM
MD
LG