ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መደረ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ዓለምለኸ ፎረም ቁጠባ


ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ሎሚ ኣብ ስዊዘርላንድ ዳቮስ ኣብ ጉባኤ ዓለምለኸ ፎረም ቁጠባ ኣብ ዘስምዕዎ መደረ መንግስቶም ኣብ ዝሓለፈ 9 ኣዋርሕ ዝወሰዶም ቅልጡፍ ምምሕያሻት ፖለቲካን ቁጠባን ዘርዚሮም።

ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብቲ ዓለምለኻዊ መድረኽ ኢኮኖሚ ኣብ ዘስምዕዎ መደረ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ እሱራት ፖለቲካ ተፍቲሖም፥ ተቓወምቲ ንህንጸትን ዲሞክራሲን ክሰርሑ መንግስቶም ስጉምቲ ምውሳዱን ፍርቂ ህዝቢ’ታ ሃገር ንዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ምምሕዳሮም ዝለዓለ ስልጣን ከምዘለወን ሓቢሮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መደረ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ዓለምለኸ ፎረም ቁጠባ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:42 0:00

XS
SM
MD
LG