ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መደረ ሚ.ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ንመበል 74 ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት


ኣብ ኒው ዮርክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 74 ሓፈሻዊ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት ሎሚ መደረ ዘስምዑ ሚንስትር ጉዳያት ወፃኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ቀርኒ ኣፍሪቃ ቅድሚ ሎሚ ካብ ዝነበሮ ኩነታት ኣብ ዝሓሸ ኣወንታዊ ኩነታት ይርከብ፤ሃገሮም እውን ፀገማት ሰጊራ ውፅኢት ልምዓት ኣምፂኣ’ላ ኢሎም።


ሚንስትር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ንመበል 74 ሓፈሻዊ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዘስምዕዎ መደረ ዝሓጸረ ምንባሩ ኣብቲ ቦታ ዝተረኽበ ወኪል ድምጺ ኣሜሪካ ገሊጹ’ሎ።

ሚንስትር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕ ዓለም’ውን እንተኾነ ኣብ መስቀለኛ መንገዲ’ያ ትርከብ ኢሎም። ሚዛን ሓይሊ እናተቀያየረ ምምጽኡ ዓቐበት እናሓየለን ናይ ምብዳህ ስምዒታት’ውን ይብርትዕ ከምዘሎ ዘርእይ’ዩ ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መደረ ሚ.ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ንመበል 74 ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:54 0:00



XS
SM
MD
LG