ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መኽዘን ሓበሬታ(ብላክ ቦክስ) ዝወደቐት ነፋሪት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተረኺቡ


መኽዘን ሓበሬታ(ብላክ ቦክስ) ዝወደቐት ነፋሪት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተረኺቡ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:25 0:00

ትማሊ ኣብ ከባቢ ቢሾፍቱ ዝወደቐት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተረፍ አካልን ሓበሬታ ንምእካብን ወለንተኛታትን ሰብ ሞያን ኣብቲ ቦታ ዃዕቲ የካይዱ ኣለው። ናይታ ነፋሪት መአከቢ ሓበሬታ (ብላክ ቦክስ) ከምዝተረኽበ ካብቲ ቦታ ዝተረኽበ ሓበሬታ የረድእ። መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያዊ’ውን ነፋሪት ቦይንግ 737 ማክስ-8 ምጥቃም ደው ከምዝበለ’ውን ገሊጹ’ሎ።

XS
SM
MD
LG