ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ካብ ምክልኻል ናብ መጥቓዕቲ ምስግጋሩ ኣፍሊጡ


ኣቶ ግዛቸው ሙሉነህ
ኣቶ ግዛቸው ሙሉነህ

ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኣምሓራ ከፊቱዎ ዝበሎ መጠነ ሰፊሕ ወራር ንምምካት ካብ ምክልኻል ናብ ምጥቃዕ ምስግጋሩ ገሊፁ።

ዋና ዳይረክተር ጉዳያት ኮሚኒኬሽን ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ኣቶ ግዛቸው ሙሉነህ ኣብ ዝሃቡዎ ጋዜጣዊ መግለፂ ሰብኣዊ ረድኤት ንክባፃሕን ንሓረስቶት ናይ ሕርሻ እዋን እዩ ብዝብል ዝተወሰደ በይናዊ ቶኽሲ ደው ናይ ምባል ስጉምቲ ህወሓት ንመለዓዐሊ ኵናት ተጠቒሙሉ ኢሎም ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ካብ ምክልኻል ናብ መጥቓዕቲ ምስግጋሩ ኣፍሊጡ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:00 0:00


XS
SM
MD
LG