ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መንግስቲ ክልል ትግራይ ፈደራል መንግስቲ ንሓረስቶት ዝወሃብ ገንዘብ ከልኪሉ ክብል ይከስስ


ፌደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሓርሶቶት ክልል ትግራይ መርሃግብሪ ሴፍትኔት ዝውዕል 285 ሚሊዮን ብር ከልኪሉ ክብል መንግስቲ እቲ ክልል ከሲሱ::

መንግስቲ ክልል ትግራይ ኣብ ጉዳይ በጀትን ካልኦት ጉዳያት ጠሚቱ ን ፌደራል መንግስቲ ዝኸስስ መግለፂ ኣውፂኡ::

ሚንስትር ገንዘብ ኢትዮጵያ ብወገኑ ትማሊ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ: ብመሰረት ውሳኔ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ንመንግስቲ እቲ ክልል ዝውሃብ በጀት የለን ኢሉ::

ድጎማ በጀት ንወረዳታት: ከተማታትን ጣብያታትን ዝውሃበሉ ኣሰራርሓ ከምዘዳለወ ድማ ገሊፁ::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

መንግስቲ ክልል ትግራይ ፈደራል መንግስቲ ንሓረስቶት ዝወሃብ ገንዘብ ከልኪሉ ክብል ይከስስ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:14 0:00


Recommended

XS
SM
MD
LG