ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መንግስቲ ክልል ትግራይ ካብ መሪሕነት ክልላት ኦሮምያን ኣምሓራን ንዝቐረበሉ ክስታት ነጺጉ


መንግስቲ ክልል ትግራይ ብኣመራርሓ ክልላት ኦሮምያን ኣምሓራን ህወሓት ፀገም ፀጥታ ይፈጥር ኣሎ ንዝብል ዝቀረበሉ ክሲ ካብ ሓቂ ዝርሓቐን ባዕሎም ዝፍፅምዎ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል ንምሽፋንን ይግበር ዘሎ ፃዕሪ እዩ ብምባል ነፂጉ::

መሪሕነት'ቲ ክልል ብተወሳኺ ሓደ ፖለቲካዊ ውድብ ሰራዊት ክውንን ኣይክእልን እቲ ክሲ ድማ መሰረት የብሉን ኢሉ::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ::


XS
SM
MD
LG