ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ፍርያት ነዳዲ ወሰኽ ዋጋ ምግባሩ ኣፍሊጡ


ፋይል
ፋይል

መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ መጋቢት 30 ጀሚሩ ኣብ ዋጋ ፍርያት ነዳዲ ወሰኽ ምግባሩ ኣፍሊጡ'ሎ።ነዚ ወሰኽ ዋጋ ስዒቡ ክልላት ናይ መጎዓዚያ ታሪፍ ወሰኽ ገይረን ኣለዋ።መንግስቲ ዓለምለኸ ወሰኽ ዋጋ ነዳዲ ኣብ ፈንድ መረጋግኢ ዋጋ ነዳዲ ካብ 10 ቢሊዮን ብር ጉድለት ስለዘመዝገበ ወሰኽ ንምግባር ከምዝተገደደ ክገልፅ ከሎ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ማሕበር ሰብ ሞያ ቁጠባ ፕሮፌሰር መንግስቱ ከተማ ግን እቲ ስጉምቲ እዋኑ ዘይሓለወ እዩ ኢሎም።

ፕሮፌሰር መንግስቱ እቲ ስጉምቲ ንዘሎ ናህሪ ዋጋ ከጋድዶ እዩ ዝብል ስግኣት ከምዘለዎም ወሲኾም ይገልጹ።

XS
SM
MD
LG