ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተፈጥረ ውጥረት ብዝምልከት ልዝብ ከምዘይህልው ኣፍሊጡ


Redwan Hussein

ህውሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል መጥቓዕቲ ምፍጻሙ ምእማኑ ንወስዶ ዘለና ሕጊ ናይ ምኽባይ ስጉምቲ ምክንያታዊነቱ ዘረጋግጽ’ዩ ክብል ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ህውሓት ገበን ክህደት ሃገር ፈጺሙ’ዩ ዝኾነ ዓይነት ልዝብ’ውን ኣይክህልውን ኢሎም።

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ደመቀ መኮነን’ውን ኣብ ሃገራት’ቲ ከባቢ ነዚ ንምርዳእ ዝዓለመ ዑደት ይገብሩ ኣለው ኢሎም።

ሓድሽ ዝተመዘዙ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ደመቀ መኮነን መንግስቲ’ታ ሃገር ቀዳምነት ንምኽባር ሰብኣዊ መሰላት ከምዝህብን ንኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ዜጋታት ውሽጢን ወጻኢን ምሉእ ሓላፍነት ክወስድ’ዩ ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG