ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ በይናዊን ብዘይ ቕድመ ኩነት ተኹሲ ደው ምባል ኣዊጁ


መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ በይናዊን ብዘይ ቅድመ ኩነትን ቶኽሲ ደው ምባል ኣዊጁ።

ብኻልእ ወገን ህወሓት መቐለ ምእታዉ ልሳኑ ብዝኾነት ድምጺ ወያነ ኣፍሊጡ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ሎሚ ምሸት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፥ ንጸገም ክልል ትግራይ ነባሪ ፍታሕ ንምንዳይ ብኢትዮጵያን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ክቐርቡ ዝጸንሑ ናይ ፍታሕ ሓሳባት ከጽንዕ ምጽንሑን ብግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ብተኸታታሊ ዝቐረበ ሕቶ ብዝተፈላለየ ምርኣዩን ብምሕባር ነቲ ሕቶ ከምዝተቐበሎ ኣፍሊጡ'ሎ።

XS
SM
MD
LG