ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መንግስቲ ኢትዮጵያ ንውሸባን ቀብርን ዝምልከት ናይ መምርሕታት ምትዕራራይ ጌሩ


መንግስቲ ኢትዮጵያ ንውሸባን ቀብርን ዝምልከት ናይ መምርሕታት ምትዕራራይ ጌሩ።

በዚ መሰረት ካብ ወጻኢ ሃገራት ንዝኣትዉ ዝግበር ምውሻብ ካብ 14 መዓልታት ናብ ሸውዓተ መዓልታት ክወርድ፡ ብቫይረስኮሮና ፖስቲቭ ዝተባህሉ ድማ እንተዘይሓሚሞም ናብ ሆስፒታል ንክኣትዉ ምግዳድ ተሪፉ ኣብ ገዝኦም ኮይኖም ክንክን ክገብሩ ተወሲኑ`ሎ።

ከምኡ`ውን ካብ ወጻኢ ዝመጹ፥ ካብ ኮቪድ ናጻ ምዃኖም ዘርኢ ናይ ምስክር ወረቐት ክሕዙ ዘገድድ ሕጊ ወጺኡ`ሎ።

XS
SM
MD
LG