ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ዝኣወጆ ኣዋጅ ህጹጽ እዋን ክልተ ወርሒ ቀዲሙ የልዕሎ`ሎ


ቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝመርሖ ካቢነ ሚንስተራት ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ፡ኣዋጅ ህጹጽ እዋን ክልዓል ብምስምማዕ ናይ እማመ ሓሳቡ ናብ ፓርላማ`ታ ሃገር ኣሕሊፍዎ`ሎ። እቲ ቤት-ምኽሪ ሚንስትራት ኩነታት ጸጥታ`ታ ሃገር ድሕሪ ምግምጋም፡ ብስሩዕ- ኣገባብ ሕጊ ምኻድ ዝክኣለሉ ኩነታት ተፈጢሩ`ሎ ኢሉ`ሎ።

ፓርላማ ኢትዮጵያ ጽባሕ ሰሉስ ነቲ ምልዓል ኣዋጅ ህጹጽ እዋን ከጽድቖ ትጽቢት ይግበር።

እቲ ኣዋጅ እዋን ሓደጋ ንክልዓል፡ ኣሜርካ ትርከቦም ብርክት ዝበሉ ወገናት ክሓቱ ጸኒሖም`ዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG