ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መንግስቲ ኢትዮጵያ ሕ/ሃ ንተግባራት ህወሓት ክኹንን ጸዊዑ


ወሃብ ቃል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣምባሳድር ዲና ሙፍቲ
ወሃብ ቃል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣምባሳድር ዲና ሙፍቲ

መንግስቲ ኢትዮጵያ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንተግባራት ህወሓት ክኹንን መንግስቲ ኢትዮጵያ ጸዊዑ።

ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ምኽትል ጸሓፊ ጉዳያት ፖለቲካን ህንጸት ሰላምን ሮዝመሪ ዲካርሎ፡ ኢትዮጵያ ካብ ኣጓኒፎማ ካብ ዝርከቡ ፈተነታት ንኽትወጽእ ትካሎም ሓገዝ ንኽገብር ድሉው ምዃኖም ምግላጾም ወሃብ ቃል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣምባሳድር ዲና ሙፍቲ ሎሚ ኣብ ዝሃቡዎ መግለጺ ተዛሪቦም።

ኣብዚ እዋን ቀንዲ ጠመተ መንግስቲ፡ ምስ ህወሓት ዝትሓሓዝ ጉዳይ ሰሜን ኢትዮጵያን ምስ ሱዳን ዘሎ ምስሕሓብ ዶብን ምዃኑ’ውን ወሲኾም ሓቢሮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

መንግስቲ ኢትዮጵያ ሕ/ሃ ንተግባራት ህወሓት ክኹንን ጸዊዑ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:35 0:00


XS
SM
MD
LG