ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መንግስቲ ኢትዮጵያ ሃገራዊ ሓድነት ንክምስረት ኢህወዲግ ንኽተሓባበር መድረኽ ጸዊዑ


ናይ ኢትዮጵያ ፈደራላዊ ዲሞክራሲያዊ ሓድነት መድረኽ እታ ሃገር ብዝያዳ ክትረጋጋእን ናብ ዝሓሸ ኣንፈት ለውጢ ንከተተኣትው መንግስቲ ሃገራዊ ሓድነት ንክምስረት ኢህወዲግ ንኽተሓባበር ጸዊዑ።

ሓድሽ ቀዳማይ ሚንስትር’ውን ንቃሎምን ንህዝቢ ተአማንነቶም ከርእዩ ተላብዩ። ብሰንኪ ፖለቲካ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተአሰሩ ዜጋታት’ውን ክፍትሑ ሓቲቱ።

መድረኽ መበል 19 ውድባዊ አኼብኡ ኣብ ዝዛዘመሉ እዋን ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ እታ ሃገር ናብ ዲሞክራሲያዊ ምምሕዳር ንምስግጋር ተጌይሮም ዝበሎም ቃልስታትን ዘምለጡ ዝበሎም ዕድላትን ጠቂሱ’ሎ። ሕጂ ተፈጢሮም ዝበሎ ዕድል’ውን ከየምልጥ ተላብዩ። ገዛኢ ፓርቲ ኢህወዲግ ንቅድሚት ከድፍአሉ ይግባእ ዝበሎ ስጉምታት’ውን ዘርዚሩ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Recommended

XS
SM
MD
LG