መንግስቲ ሱዳንን ተቓወምቲ ጉጅለ ደቡባዊ ኑባ ሰነድ ስምምዕ ሰላም ፈሪሞም
መንግስቲ ሱዳን ትማሊ ሰንበት ምስ ቀንዲ ተቓዋሚ ጉጅለ ደቡባዊ ኑባ ናብ ስምምዕ ሰላም ዘምርሕ ሰነድ ተፈራሪሞም::እቲ ትማሊ ሰንበት ዝተፈረመ ሰነድ ናጽነት ሃይማኖት ኩሎም ወገናት ዘረጋግጽ ከምኡ'ውን ምምሕዳር መንግስቲን ሃይማኖትን ዝፈላላይ ንስምምዕ ሰላም መንገዲ ዘጣጥሕ ሰነድ'ዩ:: መንግስቲ ሱዳን ኣቐዲሙ ምስ ኣብ ዳርፉር ዝንቀሳቀሱ ተቓወምቲ ጉጅለታት ስምምዕ ሰላም ምፍርራሙ ይዝከር::
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ