ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'መንግስቲ ሃገራዊ ምርጫ ክናዋሕ ዘቕረቦ ሓሳባት ኮነ መፍትሒ ዘናድየሉ መንገዲ ቕኑዕ ኣይኮነን'ምትእኽኻብ ንሕብረ-ብሄር ዲሞክራሲያዊ ፈደራሊሲት


ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኢትዮጵያ ሃገራዊ ምርጫ ምክያድ ከምዘይክኣል ድሕሪ ምውሳኑ ፍታሕ ኣቕሪበ`ለኹ ዝበለ ምትእኽኻብ ንሕብረ-ብሄር ዲሞክራሲያዊ ፈደራሊሲት ዝተሰምየ ሕብረት ዛጊት መንግስቲ ዘቕረቦ አርባዕተ አማራጺ ሓሳባት ኮነ ናብ መፍትሒ ዝኽየደሉ ዘሎ መንገዲ :ትርጉም ሕግን ኣገባብን ኣይኮነን፥ እቲ መፍትሒ ፖሎቲካዊ ፍታሕ ጥራይ'ዩ ክብል ገሊጹ`ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG