No media source currently available
መራሕቲ ገዛኢ ቤት ምኽሪ ሱዳን ምስ ተቓወምቲ’ታ ሃገር ሎሚ ሶኑይ ኣብ ከተማ ጁባ ብምርኻብ ኣብታ ሃገር ንዝረአዩ ዝተፈላለዩ ግጭታት ደው ንምባልን ነታ ሃገር ካብ ናይ ኣሜሪካ ዝርዝር ሃገራት ግብረ ሽበራ ዝምውላ ንምውጻእ ተዘራሪቦም።