No media source currently available
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንገለ ካብ ነፈርቱ ካብ ናይ መጉዓዝያ ናብ ናይ ጽዕነት ነፈርቲ ምቕያሩ ሓቢሩ ። ሓላፊ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣቶ ተወልደ ገብረማርያም ክሳብ ሕጂ 22 ናይ መጉዓዝያ ነፈርቲ ናብ ናይ ጽዕነት ነፈርቲ ምቕያሮም ንሮይተርስ ሓቢሩ ።